top of page

Brana Books - ብራና

New Release

ብራና ቁ. 1 - 2024

ህጻናት ደቅና ፊደላትን ኣሃዛትን ቋንቋ ትግርኛ ብቐሊሉ ክመሃሩላ ዝኽእሉ፤ ምስ ንኣጸሓሕፋ ፊደላት ዝሕግዙ መምርሕታት ተሰንያ ዝተዳለወት መጽሓፍ።

cover_Page.png

New Release

ግብረ-ሰዶም (ብመንጽር መጽሓፍ-ቅዱስን ባህልን) - 2023 

ኣብ 2019 ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝቘመ ሕጊ፤ ንኣብ መባእታ ደረጃ ዝርከቡ ተመሃሮ፤ ትምህርቲ ምሕዝነት/ዕርክነት (Relationships Education)፤ ንኣብ ካልኣይ ደረጃ ዘለዉ ተመሃሮ ድማ፤ ትምህርቲ ጾታዊ ርክብ (Sex Education) ክመሃሩ ግድነታዊ ገይርዎ። ኣብዚ ደው ከይበለ ኸኣ፤ ካብ መስከረም 2023 ጀሚሩ፤ ተመሃሮ ቀዳማይ ክፍሊ ብዛዕባ ግብረ-ሰዶምን ቅቡል ምዃኑን ክመሃሩ ጀሚሮም ኣለዉ።

እዛ መጽሓፍ ድማ ወለዲ ገለ መንፈሳዊ መረዳእታ ረኺቦም፤ ኣብዚ ጉዳይ ግቡእ ኣረኣእያ ንኽህልዎም እሞ፤ ንደቆም እኹል መረዳእታ ንኽህቡ ክትሕግዝ ብዝብል ሓሳብ ተዳልያ ኣላ።

መጽሓፍ ቅዱስ ንህጻናት - ናይ ብሉይ ኪዳን ታሪኻት (2022) 

ጥበበኛ ንጉስ ሰሎሞን “ንቆልዓ እታ ክኸደላ ዝግብኦ መንገዲ ኣላምዶ እሞ ምሉእ ሕይወቱ ካብኣ ኣይከልግስን እዩ።” (ምሳሌ 22፥6) ኢሉ ከምዝጸሓፈልና፤ እዛ መጽሓፍ ህጻናት ደቅና ምስቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዝርከብ ኣዝዩ ብዙሕ ዝኾነ ታሪኻት መላለዪ ክትኮኖም’ሞ፤ ምስ መጽሓፍ ቅዱስ ጥቡቕ ዝኾነ ዝምድና ኣብ ምምስራት ሓጋዚት ክትከውን ትምኒተይ ኢዩ።

Short Bible Stories in English and Tigrinya(ሓጸርቲ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ታሪኻት) 
 Collection of 5 Books Tigrinya & English (2023)

5 Bible story books from the New Testament in English and Tigrinya: ካብ ሓዲስ ኪዳን ዝተዋጽኡ ሓጸርቲ ታሪኻት ብትግርኛን ብኢንግሊሽን፥

  1. The Story of Nativity (ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ)

  2. John The Baptist (ዮሓንስ መጥምቕ)

  3. The 12 Disciples (12 ሓዋርያት)

  4. Miracles of Jesus (ናይ ኢየሱስ ተኣምራት)

  5. Passion Week and Resurrection (ናይ ኢየሱስ ሕማማትን ትንሳኤን)

amazon_2 copy.png
Brana_Logo_III_.png

About Brana

BRANA was founded with one goal in mind: To introduce biblical stories to our children in a language and format they can easily understand.

ቀንዲ ዕላማ ናይ ብራና፤ ህጻናት ደቅና ብቐሊሉን ኣዘናጋዕቲ ብዝኾኑ ስእልታት ብዝተሰነዩ ታሪኽ መጽሓፍ ቅዱስ፤ ብቋንቍኦም ንምፍላጥ ኢዩ።

brana_1.jpg
brana_2.jpg
bottom of page