top of page

ናይ ብሉይ ኪዳን ታሪኻት፤ ካብ ፍጥረት ዓለም ክሳዕ ነቢይ ዮናስ ዘለዉ ታሪኻት።

መጽሓፍ ቅዱስ ንህጻናት: ናይ ብሉይ ኪዳን ታሪኻት (Bible Stories in Tigrinya)

Rating is 5.0 out of five stars based on 2 reviews
£15.00Price

10% Off on multiple orders

  • ጥበበኛ ንጉስ ሰሎሞን “ንቆልዓ እታ ክኸደላ ዝግብኦ መንገዲ ኣላምዶ እሞ ምሉእ ሕይወቱ ካብኣ ኣይከልግስን እዩ።” (ምሳሌ 22፥6) ኢሉ ከምዝጸሓፈልና፤ እዛ መጽሓፍ ህጻናት ደቅና ምስቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዝርከብ ኣዝዩ ብዙሕ ዝኾነ ታሪኻት መላለዪ ክትኮኖም’ሞ፤ ምስ መጽሓፍ ቅዱስ ጥቡቕ ዝኾነ ዝምድና ኣብ ምምስራት ሓጋዚት ክትከውን ትምኒተይ ኢዩ።

Reviews

Rated 5 out of 5 stars.
Based on 2 reviews
2 reviews

  • ምሕረትJul 20, 2023
    Rated 5 out of 5 stars.
    ንህጻናትን ንወለድን ትጠቅም መጽሓፍ

    ደቅና ጥራሕ ዘይኮነስ ንሕና ከይትረፍና ንመሃረላ ኣለና። የቐንየልና።

    Was this helpful?

  • EdenJul 20, 2023
    Rated 5 out of 5 stars.
    ኣዝያ ብልጽቲ መጽሓፍ

    ደቀይ ብጣዕሚ ፈትዮማ፤ ብዙሕ'ውን ይመሃርሉ ኣለዉ። ኣዚና ኢና ነመስግን።

    Was this helpful?
bottom of page