top of page
  • TikTok
  • Instagram
  • Facebook

Books - መጻሕፍቲ

መጽሓፍ ቅዱስ ንህጻናት - ናይ ብሉይ ኪዳን ታሪኻት (2022)  

ናይ ብሉይ ኪዳን ታሪኻት፤ ካብ ፍጥረት ዓለም ክሳዕ ነቢይ ዮናስ ዘለዉ ታሪኻት

ጥበበኛ ንጉስ ሰሎሞን “ንቆልዓ እታ ክኸደላ ዝግብኦ መንገዲ ኣላምዶ እሞ ምሉእ ሕይወቱ ካብኣ ኣይከልግስን እዩ።” (ምሳሌ 22፥6) ኢሉ ከምዝጸሓፈልና፤ እዛ መጽሓፍ ህጻናት ደቅና ምስቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዝርከብ ኣዝዩ ብዙሕ ዝኾነ ታሪኻት መላለዪ ክትኮኖም’ሞ፤ ምስ መጽሓፍ ቅዱስ ጥቡቕ ዝኾነ ዝምድና ኣብ ምምስራት ሓጋዚት ክትከውን ትምኒተይ ኢዩ።

WhatsApp Image 2022-08-03 at 10.57.32 AM.png

Order Now

New Release

Short Bible Stories in English and Tigrinya(ሓጸርቲ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ታሪኻት) - Collection of 5 Books

Tigrinya & English (2023)

amazon_2 copy.png

5 Bible story books from the New Testament in English and Tigrinya: ካብ ሓዲስ ኪዳን ዝተዋጽኡ ሓጸርቲ ታሪኻት ብትግርኛን ብኢንግሊሽን፥

  1. The Story of Nativity (ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ)

  2. John The Baptist (ዮሓንስ መጥምቕ)

  3. The 12 Disciples (12 ሓዋርያት)

  4. Miracles of Jesus (ናይ ኢየሱስ ተኣምራት)

  5. Passion Week and Resurrection (ናይ ኢየሱስ ሕማማትን ትንሳኤን)

Coming Soon

መጽሓፍ ቅዱስ ንህጻናት - ናይ ሓዲስ ኪዳን ታሪኻት (Tigrinya & English)

ናይ ሓዲስ ኪዳን ታሪኻት፤ ካብ ልደት ኢየሱስ ክሳዕ ዳግማይ ምጽኣቱ ዘለዉ ታሪኻት

book_2.png
bottom of page